Fana: At a Speed of Life!

ዓለምለኸ መድረኽ መፅናዕቲ ቋንቋታት ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ታሽዓይ ዓለምለኸ መድረኽ መፅናዕቲ ቋንቋታት ትግራይ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ መቐለ ብዕሊ ተጀሚሩ።

እቲ ዓለምለኸ መድረኽ ብኣካዳሚ ቋንቋታት ትግራይ ዝተዳለወ ከምዝኾነ ኣብ ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ኮሚኒኬሽን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ካብ 12 ክሳብ 13 ታሕሳስ 2016 ዓ.ም ንክልተ ተኸታተልቲ መዓልታት ከምዝፀንሕ ተሓቢሩ።

ኣብቲ መድረኽ፥ ብርክት ዝበሉ መፅናዕትታት ብኹሎም ቋንቋታት ትግራይ ከምዝቐርቡ ካብቲ ዝወፀ መርሃ ግብሪ ንምርዳእ ተኻኢሉ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.