Fana: At a Speed of Life!

ዓለም ለኸ መዓልቲ ቱሪዝም ኣብ ክልል ሲዳማ ክኽበር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ዓለም ለኸ መዓልቲ ቱሪዝም ብብርኪ ሃገር 17 መስከረም ኣብ ክልል ሲዳማ ክኽበር ኢዩ።

ኣብ ኢትዮጵያ ንመበል 34 ግዘ “ቱሪዝም ንኩለመዳይ ምዕባለ” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ባህላዊ፣ ታሪኻዊ፣ ሰብ ሰብ ስራሕን ተፈጥሮኣዊን ሃፍቲታት ዑደት ዝግበር እንትኸውን፥ ስፖርታዊ ውድድራት ብሲምፖዚየምን ኤግዚቪሽንን ካብ 12 መስከረም 2014 ጀሚሩ ኣብ ከተማ ሃዋሳን ከባቢኣን ከምዝኽበር ካብ ሚኒስቴር ባህሊን ቱሪዝምን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.