Fana: At a Speed of Life!

ዓለም ለኸ መዓልቲ ናፅነት ፕሬስ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ መዓልቲ ናፅነት ፕሬስ “ሓበሬታ ንረብሓ ህዝቢ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ይኽበር ኣሎ።

ሎሚ መዓልቲ እናተኸበረ ዝርከብ ዓልምለኸ መዓልቲ ናፅነት ፕሬስ፥ ኣካላት ሚዲያን መዳርግቲ ኣካላትን ተሳተፍቲ ኮይኖም።

ጋዜጠኛታት ካብ ስግኣት ናፃ ኮይኖም ዝሰርሑሉን ዜጋታት ትኽክለኛ ሓበሬታ ክረኽቡሉ ዝኽእሉ ዕድል ምፍጣር ከምዘድሊ ኣካቢት ቤት ምኽሪ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ትዕግስት ይልማ ተዛሪበን።

መራኸብቲ ሓፋሽን ሰብ ሞያታትን ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያታት ዝረአዩ ናይ ፅልኢት ዘረባታት ኣብ ምቁፅፃር ሓላፍነቶም ክዋፅኢኡ ከምዝግባእ እውን መልእኽተን ኣማሓላሊፈን።

ብይስማው ኣደራው

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.