Fana: At a Speed of Life!

ዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ።

እቲ ዕለት “ንደቂ ኣንስትዮ ነብቅዕ፣ ልምዓትን ሰላምን ነረጋግፅ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት እናተኸበረ ዝርከብ፡፡

ኣብቲ መርሃ ግብሪ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ፣ ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፣ ሚኒስትር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር)፣ሚኒስትር መስኖን ከባቢ ቆላን ኣይሻ መሃመድ (ኢ/ር)ን ካልኦት ኣጋይሽን ተሳቲፎም፡፡

ዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ÷ ብብርኪ ዓለም ንመበል 113 ግዘ ኣብ ኢትዮጵያ ድማ ንመበል 48 ግዘ ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት እናተኸበረ ይርከብ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.