Fana: At a Speed of Life!

ዓለም ለኸ መዳርግቲ ትካላት ልምዓት ፍሪያታት ሕርሻ ኣፍሪካ ንምምዕባል ዝውዕል ደገፍ 30 ቢሊየን ዶላር ንምሃብ ቃል ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ መዳርግቲ ትካላት ልምዓት ፍሪያታት ሕርሻ ኣፍሪካ ንምምዕባል ዝውዕል ደገፍ 30 ቢሊየን ዶላር ንምሃብ ቃል ኣቲዮም።

እቶም መዳርግቲ ልምዓት ዝተሳተፍሉን ኣብ ሴኔጋል ዳካር ዝተሳለጠን መበል ካልኣይ ጉባኤ ምግቢ ኣፍሪካ ትማሊ ተዛዚሙ።

ኣብቲ ጉባኤ ኣፍሪካ ዓለም ለኸ ቀረመት ዳቦ ነክትከውን ብምውዳድ ክንሰርሕ ኢና ኢሎም።

እቲ ትልሚ ተግባራዊ ንምግባር ድማ ፍሪያታት ሕርሻ ኣፍሪካ ንምምዕባል ዝውዕል ደገፍ 30 ቢሊየን ዶላር ንምሃብ ቃል ምእታዎም  ካብ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.