Fana: At a Speed of Life!

ዓለም ለኸ መድረኽ ፍሪያት መድሓኒት ውሽጢ ዓዲ ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ መድረኽ ፍሪያት መድሓኒት ውሽጢ ዓዲ ከምዝተኸፈተ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ገሊፀን።

እተን ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፀን፥ ኢትዮጵያ መድሓኒትን ቴክኖሎጂ ሕክምናን ንምፍራይ ዘለዋ ቁርፀኝነት ኣብ ዘርአየትሉ መድረኽ ምስታፈይ ሕጉስቲ ኢየ ኢለን።

እቲ መድረኽ ብውድብ ጥዕና ዓለም ዝተጀመረ እንትኸውን፥ ፅሬት ዘለዎ፣ ድሕንነቱ ዝተሓለወን ውፅኢታዊን ዝኾነን መድሓኒታት ኣብ ውሽጢ ዓዲ ምፍራይ ዘኽእል ኢዩ ተባሂሉ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.