Fana: At a Speed of Life!

ዓለም ለኸ ትካል ፋይናንስ ብመንግስቲ ቅድሚት ዝተውሃቦም ዓውዲታት ኢንቨስትመንት ንምሕጋዝ ቆራፅነቱ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ትካል ፋይናንስ (ኣይ.ኤፍ.ሲ) ኣብ ኢትዮጵያ ዘለዉ ብመንግስቲ ቅድሚት ዝተውሃቦም ዓውዲታት ኢንቨስትመንት ንምሕጋዝ ቆራፅነቱ ገሊፁ።

ሓለፍቲ ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ምስ ዳይሬክተር እቲ ትካል ኣብ ኢትዮጵያ ቼክ ኦማር ሲላ ተዛቲዮም፡፡

እቶም ዳይሬክተር፥ ትካሎም ኣብ ኢትዮጵያ ዘለዉ ብመንግስቲ ቅድሚት ዝተውሃቦም ዓውዲታት ኢንቨስትመንት ንምሕጋዝ ቆራፅነት ከምዘለዎ ገሊፆም።

እቶም ሓለፍቲ ኣብ ዘተኦም፥ ኣብዚ ሕዚ እዋን እናተርኣየ ዝርከብ ኢንቨስትመንት ክፋለት ምግባር፣ ኣብ ከባቢ ህንፀት ዓቕሚ ትካላዊ ንግዲን ብሓባር ኣጠናኺሮም ንምስራሕ ኣብ ስምምዕነት ምብፀሖም ካብቲ ኮሚሽን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.