Fana: At a Speed of Life!

ዓውደ ምርኢት ባዛርን ኢሬቻ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣርባዕተ መዓልቲ ዝፀንሕ ዓውደ ምርኢት ባዛርን ኢሬቻ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኸፊቱ።

ዝቕፅል ቀዳማን ሰንበትን ዝኽበር በዓል ኢሬቻ ምኽንያት ብምግባር ዝተሰናደአ እቲ ዓውደ ምርኢትን ባዛርን÷ ከንቲባ ምምርሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ከፊተንኦ።

ከንቲባ ኣዳነች ኣብቲ እዋን÷ ኣዲስ ኣበባ ምልክት ህብረ ብሄራውነትን ሕውነትን ምዃና ተዛሪበን፡፡

ብምዃኑ ነበርቲ እታ ከተማ ሃይማኖታዊን ህዝባዊን በዓላት ብሓባር ብምኽባር ሓድነቶም እናጠንክሩ ከምዝኾኑ ገሊፀን፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም http://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.