Fana: At a Speed of Life!

ዓውዲ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ንምቅልጣፍ ንኢኮኖሚያዊ ዕቤትን ብሄራዊ ልምዓትን ኣድላዪ ከምዝኾነ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም  

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓውዲ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ምቅልጣፍ ንኢኮኖሚያዊ ዕቤትን ብሄራዊ ልምዓትን ኣድላዪ ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።

ስለዝኾነ ድማ ኣብቲ ዓውዲ ኣብ ሽቶ ምዕባለ ኢትዮጵያ ትኹረት ዝገበረ ምዃኑ ኣብ ትዊተር ገፆም ፅሒፎም፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5…

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.