Fana: At a Speed of Life!

ዓይንና ከፊትና እንተንሰርሕ ዓለም ዘደምሙ ሓያሎ ቦታታት ኣብ ሃገርና ኣለዉ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓይንና ከፊትና እንተንሰርሕ ዓለም ዘደምሙ ሓያሎ ቦታታት ኣብ ሃገርና ኣለዉ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ዝበለፀ ሃገር ኣለና ኢሎም።

ስለዝኾነ ዓይንና ከፊትና እንተንሰርሕ ዓለም ዘደምሙ ሓያሎ ቦታታት ኣብ ሃገርና ኣለዉ ክብሉ ገሊፆም።

ከባቢና ንተዓዘብ፣ ንፈትሽ ዝበሉ ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ፥ እዚ እንትንገብር  ናተይ ዝበልናዮ ሓበራዊ ሃፍቲ ክነድሕን ኢና ኢሎም።

ኣብ መወዳእታ “ነልምዕ፣ ሓቢርና ቅንዕና ብምስራሕ ንማዕብል ክብሉ መልእኽቶም ኣመሓላሊፎም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.