Fana: At a Speed of Life!

“ዕዳጋ ሰንበት ኣዲስ ኣበባ ተጠናኺሩ ቀፂሉ” – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕዳጋ ሰንበት ኣዲስ ኣበባ ተጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን።

ካብ ዝጅመር ኣዋርሕ ዘቑፀረ ዕዳጋ ሰንበት ኣዲስ ኣበባ፥ ኣፍረይቲን ዓደግቲን ብቐጥታ ብምርኻብ ኣብታ ከተማ ምኽባር ናብራ ንምቅላልን ስርዓት ዕድጊትን ውፅኢታዊ ንምግባር ከምዝሕግዝ እተን ከንቲባ ምግላፀን ይዝከር፡፡

ፍርያታት ሕርሻ ብፍላይ ኣትክልቲ፣ ጥራጥረ፣ ዝራእቲ ክረምቲን ፍርያታት ፋብሪካን ብዝሐሸ ቀረብን ብዝተመጣጠነ ዋጋን ንዓደግቲ እናቐረበ ከምዝርከብ እውን ገሊፀን ኢየን።

ሎሚ መዓልቲ ድማ “ዕዳጋ ሰንበት ኣዲስ ኣበባ ተጠናኺሩ ቀፂሉ ኣሎ” ክብላ እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን ፅሒፈን፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.