Fana: At a Speed of Life!

ዛሬማን ከባቢኡን ብሰራዊት ምክልኻል ሃገር ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ዛሬማን ከባቢኡን ብወገነ ሐይ ተታሒዙ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ።

ኣብ ማይፀብሪ ግንባር ኣብ ዛሪማ ድብባህር ሊማሊሞ ደባርቕ ንምቑራፅ ውግእ ዝኸፈተ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ብምድምሳስ እቲ ከባቢ ካብቲ ሽብርተኛ ነፃ ምግባር ከምዝኸኣለ ኣብቲ ግናባር ዝርከብ ላዕለዋይ ኣመራርሓ ናይ ወገን ጦር ኣፍሊጡ።

ብኣንፈት ዳባት ውቅን ዝበፅሖ  ሽንፈት ንምክሕሓስን ደባርቕ ብምቁፅፃር ናብ ጎንደር ንምግስጋስ ዝዓለመ  ጉጅለ ራዕዲ ብብናሜዳ ፣ ቦዛ ፣ ጭና ዝነበረ ንይ የማን ክንፊ ናይ ውግእ ኣንፈት ንምዝባዕ እንተፀዓረ እውን ከምዝተደምሰሰ ኢዩ እቲ መራሒ ገሊፁ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com7 /fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://wwwሓይሊ outube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.