Fana: At a Speed of Life!

ዜጋታት ዲጂታል ክእለቶም ንህንፀት ሰላም ከውዕልዎ ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዜጋታት ዲጂታል ክእለቶም ንህንፀት ሰላም ከውዕልዎ ከምዝግባእ ሚኒስትር ዴኤታ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ሁሪያ ዓሊ ገሊፀን።

ኩባንያ ሜታ ዘሰናደኦ ኣብ ኣድላይነት ዲጂታል ክእለትን ህንፀት ሰላምን ዝጠመተ ዘተ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተሳሊጡ።

ዲጂታል ቴክኖሎጂ ናብራ ሰባት ኣብ ምቕላል ልዕል ግደ እንተሃለዎ እውን ጎንፂ ኣብ ምፍጣር ኣሉታዊ ፅዕንቶ የሕድር ከምዘሎ ተገሊፁ።

ስለዝኾነ ዜጋታት ዲጂታል ክእለቶም ንህንፀት ሰላም ከውዕልዎ ከምዝግባእ ተሓቢሩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.