Fana: At a Speed of Life!

ዝተኸበሩ ሓወይ ሼኽ ሙሓመድ ቢን ዛይድ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት ኣዝዩ ደስ ኢሉኒ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሕቡራት መንግስታት ዓረብ መሓመድ ቢን ዛይድ ኣል ናህያንን ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሮም ፃንሒት ብምዝዛም ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።

ኣብቲ ስነስርዓት ምፍናው ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)፣ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮነንን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን ኣብ ዝተረኸብሉ ተሳሊጡ።

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ “ዝተኸበርሩ ሓወይ ሼኽ ሙሓመድ ቢን ዘይድ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት ኣዝዩ ደስ ኢሉኒ ኢሎም።

ኣብ ቀፃሊ ሓበራዊ ኣድማስ ምትሕብባርና ክነስፍሕ ኢና ክብሉ ገሊፆም።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.