Fana: At a Speed of Life!

ዩኒሴፍ ፅሬት ትምህርቲ ኣብ ምምሕያሽ ሓገዝ ብዛዕባ ዝግበረሎም ኩነታት ብምትኳር ልዝብ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት  ዓለም ለኸ ትካል መድሕን ህፃናት (ዩኒሴፍ) ኣብ ኢትዮጵያ ዩኒሴፍ ፅሬት ትምህርቲ ኣብ ምምሕያሽን ተተሓሓዝቲ ተግባራት እቲ ዓውዲን ንምሕጋዝ ምስ ሚኒስቴር ትምህርቲ ፌዴሪኢ ልዝብ ተኻይዱ።

ብወገን ሚኒስቴር ትምህርቲ ሚኒስትር እቲ ቤት ዕዮ ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋ፤ ብወገን ዩኒሴፍ ድማ ምክትል ተወካሊት ኢትዮጵያ ሴቫርዲ፥ ኣብ ዓለም ለኸ መዓልቲ ፅሬት ትምህርቲ ኣመልኪቶም ከምዝተዛተዩ ተሓቢሩ።

ኣብ ዘተኦም ድማ ዩኒሴፍ ኣብ ኢትዮጵያ ብቕዓት ሞያ መምህራን ንምዕባይ፣ ኣብ ተበፃሕነት ትምህርቲን ለውጢ ካሪኩለምን ከምኡ እውን ኣብፅሬት ኣወሃህባ ትምህርቲ ሓገዝ ብዛዕባ ዝግበረሉ ኩነታት ምዝታዮም ግዜኢ ፀብፂቡ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.