Fana: At a Speed of Life!

ዩኒቨርሲቲ ሃረማያን ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ተግባረ-እድን ልዕሊ 5 ሺሕን 800 መፃሕፍቲ ንቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት ኣበርኪቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ሃረማያን ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ተግባረ-እድን ልዕሊ 5 ሺሕን 800 መፃሕፍቲ ንቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት ኣበርኪቶም።

“ሚሊየን መፃሕፍቲ ንሚሊኒየም ወለዶ” ብዝብል መሪሕ ቃል ንቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት ኣብ ዝሳለጥ ምንቅስቓስ ምትእኽኻብ መፃሕፍቲ ዝተፈላለዩ ትካላትን ዜጋታትን ተሳትፎ እናገበሩ ይርከቡ።

ብመሰረት እዚ ዩኒቨርሲቲ ሃረማያን ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ተግባረ-እድ ኣዲስ ኣበባን ዘተኣኻኸቡዎም መፃሕፍቲ ነቲ ቤተ መፃሕፍቲ ኣረኪቦም፡፡

እቶም መፃሕፍቲ ኣመራርሓታት እቲ ዩኒቨርሲቲን ኮሌጅን ንሓላፊ ቤት ፅሕፈት ቢሮ ባህሊን፣ ኪነ-ጥበባትን ቱሪዝምን ፈይሳ ፈለቀ ከምዘረከቡዎ ግዜኢ ፀብፂቡ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.