Fana: At a Speed of Life!

ዩኒቨርሲቲ መቅደላ ኣምባ  ንወፍሪ ህልውና ድጋፍ  ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2014፣ (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ መቅደላ ኣምባ  ንወፍሪ ህልውና ድጋፍ  ገይሩ።

ጉጅለ ልኡኽ እቲ ዩንቨርስቲ ኣብ ግንባር ወሎ በምርካብ 10 ሰንጋታት ንመከላከያ ሰራዊት ብውሀብቶ ኣበርኪቶም።

ማሕበረሰብ እቲ ዩንነቨርስቲ ናይ ሓደ ወርሒ መሃየኦም ብምልጋስ ዝተረኸበ ድጋፍ ከመዝኾነ ካብቲ ዩንቨርስቲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እቲ ድጋፍ ኣጠናኺሩ ከመዝቕፀል ድማ ገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.