Fana: At a Speed of Life!

ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባን ዩኒቨርሲቲ ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎን ስምምዕነት ተፈራሪመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዩኒቨርሲቲ ሙዌኔ ዲቱ ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእለን ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪመን።

እቲ ስምምዕነት ተጠባባቒ ፕሬዚዳንት ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ሳሙኤል ክፍሌ (ዶ/ር)ን ፕሬዚዳንት ዩኒቨርሲቲ ሙዌኔ ዲቱ ሺባንጉ ሙኣምባ ኢኖሰንት (ፕ/ር)ን ፈሪሞምዎ።

በዚ ድማ እተን ዩኒቨርሲቲታት ኣብ ህንፀት ዓቕሚን ናይ ነዊሕን ሓፂርን ግዘ ስልጠና ብሓባር ከምዝሰርሓ ምግላፁ ግዜኢ ፀብፂቡ።

ክልቲአን ዩኒቨርሲቲታት እቲ ስምምዕነት ተፈፃሚ ንኽኸውን ብቆራፅነት ከምዝሰርሓ ኣብ እዋን ስነ-ስርዓት ፊርማ ኣረጋጊፀን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.