Fana: At a Speed of Life!

ዩኒቨርሲቲ  ኣዲስ ኣበባ ንፕረዚደንት ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካን ኣካያዲ ስራሕ ሳሊኒ ኩባንያን  ናይ ክብሪ ዶክትሬት ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ  ኣዲስ ኣበባ ንፕረዚደንት ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካን ኣካያዲ ስራሕ ሳሊኒ ኩባንያን ፔትሮ ሳሊኒ ናይ ክብሪ ዶክትሬት ሂቡ።

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ  ኣብ ኣደባባይ ሐደውነት ኣብ ዝነበረ መርሃግብሪ ነቶም ተሸላም ዝተውሃበ ዶክትሬት ክብሪ ኣበርኪቶም።

ናይ ኣፍሪካ ልማት ባንኪ ግሩፕ ፕሬዚዳንት ዶክተር ኣኪንውሚ ኣዴሲና ኣብ ኢትዮጵያ ኢሉ ውን ኣፍሪካ ብልምዐዘትን ካልኦት ተግባራትን ዝለዐዘለ ግደ ዝተዋፅኡ ኢዮም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.