Fana: At a Speed of Life!

ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዓወት ዓድዋ ዘድሃበ ሃገራዊ ዘተ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዓወት ዓድዋ ዘድሃበ ሃገራዊ ዘተ የሳልጥ ኣሎ።

እቲ መበል 128 ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ምኽኒያት ብምግባር ዝሳለጥ ዘሎ መድረኽ ዘተ፥ “ዓድዋ ድምቀት ሕብረ ብሄራዊነት ውፅኢት ሓድነት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝሳለጥ ዘሎ።

ተተካኢ ፕሬዚዳንት ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ሳሙኤል ክፍሌ (ዶ/ር)፥ ዓድዋ ቅድሚ 128 ዓመት ዝተረኸበ ዓወት ጥራሕ ዘይኮነስ ንናይ ሐዚ ትውልዲን ንቐፃሊ ትውልዲን ኣስተምህሮ ዝህብ ኢዩ ኢሎም።

ናይ ፅባሕ ኢትዮጵያ ጠንካራ ንክትከውን ደቃ ካብ ታሪክን ጅግንነትን ንክመሃሩ ብምሕሳብ እቲ ዩንቨርስቲ ዝተፈላለዩ ርእሰ ጉዳያት ኣድህቦ ብምሃብ ይሰርሕ ከምዘሎ ገሊፆም።

ብምንይችል ኣዘዘው

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.