Fana: At a Speed of Life!

ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ 298 ዶክተራት ሕክምና ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጥቁር ኣንበሳ ኮሌጅ ጥዕና ሳይንስ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ 298 ዶክተራት ሕክምና ኣመሪቑ።

ኣብቲ ምረቓ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ፣ ገዛኢ ብሔራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ይናገር ደሴ፣ ፕሬዚዳንት እታ ዩኒቨርሲቲ ፕሮፌሰር ጣሰው ወልደሃናን ካልኦት ገያሹ ተረኺቦም።

ካብ መንጎ እቶም ተመረቕቲ 184 ደቂ-ተባዕትዮ እንትኾኑ 114 ድማ ደቂ ኣንስትዮ እየን።

ኮሌጅ ሕክምና ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ተምሃሮ ሕክምና ኣምሂሩ እንተምርቕ ሎሚ ዘበን መበል 51 ምዃኑ ግልጋሎት ዜና ኢትጵያ ፀብፂቡ።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.