Fana: At a Speed of Life!

ዩኒቨርሲቲ ወሎ ህወሓት ንምድምሳስ ኣብ ዓውደ ኲናት ንዝርከቡ ጀጋኑ ስንቂ የዘጋጁ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ወሎ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንምድምሳስ ኣብ ዓውደ ኲናት ንዝርከቡ ጀጋኑ ዝኸውን ስንቂ የዘጋጁ ኣሎ።

ሰራሕተኛታት እቲ ዩኒቨርሲቲ ህይወት እናሃቡ ንዝርከቡ ጀጋኑ ኩለመዳይ ሓገዝ ብምግባር ፍፃመ እቲ ግብረ ራዕዲ ከምዘቀላጥፉዎ ገሊፆም።

ስለዝኾነ ድማ ደረቕ ምግቢ ብምስንዳእ፣ ንስድራ ዘመትቲን ተመዛበልቲን ኣብ ምድጋፍን ምብርተታዕን ከምዝርከቡ ኣብሪሆም፡፡

ተጠባባቒ ፕሬዚዳንት ዩኒቨርሲቲ ወሎ ዶክተር አፀደ ተፈራ፥ ኩሉ ዝህሉ ሃገር እንትትህሉ ስለዝኾነ ናይ ሓገዝ ስራሕቲ እናሰርሑ ከምዝኾኑ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ገሊፆም፡፡

ብኣፈወርቅ እያዩን ለለይኩን ዓለምን

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.