Fana: At a Speed of Life!

ዩኒቨርሲቲ ዋቸሞ 1 ሺሕን 398 ተምሃርኡ ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ዋቸሞ 1 ሺሕን 398 ተምሃርኡ ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ።

እቶም ተምሃሮ ብቐዳማይን ካልኣይን ዲግሪ ኢዮም ተመሪቖም።

እቲ ዩንቨርስቲ ዘመረቖም ተምሃሮ ብስሩዕ መርሃግብሪ ዓውዲታት ማሕበራዊ ሳይንስ፣ ቢዝነስን ኢኮኖሚክስን፣ ቴክኖሎጂን ግብርናን ዝሰልጠኑ ኢዮም ክብል ግዜኢ ፀብፂቡ።

ኣብቲ ስነ ስርዓት ምረቓ፥ ምክትል ዋና ዳይሬክተር ኤጀንሲ ኢንፎርሜሽንን መረብ ድሕንነትን  ዶክተር ኣንተነህ ተስፋዬ ሓዊሱ ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕ ተረኺቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.