Fana: At a Speed of Life!

ዩኒቨርሲቲ ጅማ ንተመዛበልቲ ወገናት ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ጅማ ብምኽንያት ኲናት ካብ መረበቶም ተመዛቢሎም ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሰመራ ንዝተዓቖቡ ወገናት ሓገዝ ገይሩ።

እቲ ዩኒቨርሲቲ ዝገበሮ ሓገዝ፥ ግምቶም ልዕሊ 2 ሚሊየን ብር ዝኾኑ ዘይቲ፣ ፍርናሽ፣ ሽኮር፣ ሳሙና፣ ኮቦርታ፣ ኣንሶላን ዝተፈላለዩ መገልገሊ ናውቲን ኢዩ ናብቲ ቦታ ልኢኹ ዘሎ፡፡

ኢትዮጵያ ዝገጠማ ፈተና ንምምካት ብሓባር ደው ንብለሉ ዝግባእ እዋን ንርከብ ዝበሉ ፕሬዚዳንት ዩኒቨርሲቲ ጅማ ዶክተር ጀማል አባፊጣ፥ እቲ ዩኒቨርሲቲ ኣብ ቀፃሊ እውን ኣብ ጎኒ እቶም ማሕበረሰብ ከምዝኾውን ተዛሪቦም፡፡

እቲ ሓገዝ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሰመራ ንዝርከቡ ወገናት ብማዕረ ከምዝከፋፈል ተገሊፁ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.