Fana: At a Speed of Life!

ዩኒቨርሲቲ ጅማ  ኣብ ቦረና ብድርቂ ንዝተጎድኡ ዜጋታት ድጋፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ጅማ  ኣብ ቦረና ብድርቂ ንዝተጎድኡ ዜጋታት ድጋፍ ገይሩ።

እቲ ድጋፍ ኣስታት 1 ሚሊየን ብር ዝግመት ዝተፈላለየ ናውቲ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ምግቢ ተንከፍ፣ ናውቲ ገዛ፣ ንእንስሳት ዝኸውን ምግቢ፣ ኣልባሳትን ፍራሽን ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

ኣብዚ ሐዚ እዋን ኣብ ቦረና ብዘጋጠመ ድርቂ ምኽኒያት እንስሳት ከምዝተጎድኡ ሰባት ካብ ከባቢኦም ከምዝተፈናቐሉን ይፍለጥ።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.