Fana: At a Speed of Life!

ዩኒቨርሲቲ ጅግጅጋ 200 ተምሃሮ ሕክምናን ጥዕና ሳይንስን ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ጅግጅጋ ንመጀመርታ ጊዜ ዘሰልጠኖም 32 ዶካተር ሕክምና ሓዊሱ 200 ተምሃሮ ሕክምናን ጥዕና ሳይንስን ኣመሪቑ።

ሎሚ መዓልቲ ካብ መንጎ ዝተመረቑ እተን 91 ደቂ ኣኒስትዮ ከምዝኾና ተሓቢሩ።

እቲ ዩንቨርስቲ እንትጣየሽ ኣስታት 700 ዝኾኑ ተምሃሮ ብምቕባል ዝጀመረ እንትኸውን፥ ኣብዚ ሐዚ እዋን ናይ ምቕባል ዓቕሙ 25 ሺሕ ፕሬዚዳንት እቲ ዩንቨርስቲ ዶክተር በሽር ኣብዱላሂ ከምዝበፅሐ ገሊፆም።

እቶም ተመረቕቲ ተምሃሮ ንሃገርን ህዝብን ዝኣተውዎ ቃል ብምሕላው፥ ነህዝቦም ብፍልጠትን ሓላፍነትን ንምግልጋል ከምዝተዳለዉ ተዛሪቦም ክብል ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.