Fana: At a Speed of Life!

ዩንቨርስቲ ዓዲግራት ልዕሊ 1 ሺሕን 700 ብሕክምና ዘምሃሮም ተምሃርኡ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ዩንቨርስቲ ዓዲግራት ልዕሊ 1 ሺሕን 700 ብሕክምና ዘምሃሮም ተምሃርኡ ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ።

እቶም ሎሚ መዓልቲ ዝተመረቑ  ተምሃሮ ብስሩዕን ምሸታዊን ትምህርቲ ሕክምና ዶክትሬት ዝተኸታተሉ ኢዮም ተባሂሉ።

ኣብቲ ስነ ስርዓት ምረቓ ላዕለዎት ሓለፍቲን መምህራንን እቲ ዩንቨርስቲ፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ክልል መንግስቲን ዞባ ምብራቕን፣ ቤተሰብ እቶም ተመረቕቲን ካልኦት ተዓደምቲን ከምዝተሳተፉ ተሓቢሩ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.