Fana: At a Speed of Life!

ዩንቨርስቲ ጎንደር ን20 ዓመታት ተቛሪፁ ዝነበረን ኣብ ኣናእሽቱ ቀዳዳታት ጥራሕ ዝህቦም ሕክምና ውሽጢ ኣካል ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓፈሻዊ ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ዩንቨርስቲ ጎንደር ን20 ዓመታት ተቛሪፁ ዝነበረን ኣብ ኣናእሽቱ ቀዳዳታት ጥራሕ ዝህቦም ሕክምና ውሽጢ ኣካል ጀሚሩ።

እቲ ሕክምና ከብዲ ከይተጠብሐ ብኣኣእሽቱ ቀዳዳታት ጥራሕ ዝወሃብ ኢዩ ተባሂሉ።

ካብ እስራኤል ብዝመፅኡ ጉጅለ ሕክምና ከምዝተጀመረ እቲ ሆስፒታል ኣፍሊጡ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.