Fana: At a Speed of Life!

ዩክሬን ናብ ክሬሚያ ኣብ ዝወስድ ድልድል መጥቃዕቲ ምፍፃማ ሩሲያ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩክሬን ናብ ክሬሚያ ኣብ ዝወስድ ድልድል መጥቃዕቲ ሚሳኤል ከምዝፈፀመት ሩሲያ ገሊፃ።

“መእተዊ ክሬሚያ” ተባሂሉ ዝፍለጥ እቲ ድልድል ንክሬሚያ ምስ ሩሲያን ደቡባዊ ግዝኣት ኬርሰንን ዘራኽብ እንትኸውን÷ ኣብቲ ድልድል ብምኽንያት ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ዝውርውር ትራፊክ ከምዝተኣጓለ ተገሊፁ፡፡

ሩሲያ መገዲ ኮንሃር ብምባል ትፅወዖ እቲ ድልድል÷ጦር ሩሲያ ኣብ ክሬሚያን ኣብ ትሕቲ ቁፅፅሩ ዝርከባ ካልኦት ግዝኣታት ዩክሬንን ንምንቅስቓስ ዝጥቀመሉ መገዲ ከምዝኾነ ሬውተርስ ኣብ ፀብፃቡ ኣመልኪቱ።

ኬብ ብዛዕባ እቲ ጉዳይ ክሳብ ሕዚ ዝበለቶ ነገር ከምዘየለ እውን እቲ ፀብፃብ ኣብሪሁ፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.