Fana: At a Speed of Life!

ደረጃ ፅርየት ፍሪያት ኣየማልኡን ኣብ ልዕሊ ዝተብሃሉ 92 ትካላት ስጉምቲ ተወሲዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ደረጃ ፅርየት ፍሪያት ኣየማልኡን ኣብ ልዕሊ ዝተብሃሉ 92 ትካላት ስጉምቲ ከምዝተወሰደ ሚኒስቴር ንግዲን ቀጣናዊ ምትእስሳርን ገሊፁ።

ኣብ 282 ትካላት ስራሕቲ ቁፅፅር ፅርየት ፍሪያት ብምግባር እቶም 60 ደረጃ ፅርየት ከምዘማለኡ ተገሊፁ።

130 ትካላት ድማ ምምዕርራይ ብምግባር ዝተቐመጠ መዐቀኒ ንከማልኡ ከምዝተገበረ ተሓቢሩ።

92 ትካላት ዝተቐመጠሎም ደረጃ ፅርየት ዘየማልኡን ካብ ደረጃ ንታሕቲ ብምዃኖም ስጉምኝቲ ከምዝተወሰደሎም ኣብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.