Fana: At a Speed of Life!

ዲጂታል ጥዕና ሸቶታት ዓውዲ ጥዕና ኣብ ምዕዋት እወንታዊ ኣጋጣሚታት ይፈጥር ኣሎ – ዶ/ር ሊያ ታደሰ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዲጂታል ጥዕና ሸቶታት ዓውዲ ጥዕና ኣብ ምዕዋት እወንታዊ ኣጋጣሚታት ይፈጥር ኣሎ ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር ሊያ ታደሰ ገሊፀን።

ሚኒስቴር ጥዕና ምስ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያን  ኣካል ውድብ ሕቡራት መንግስታት ምስ ዝኾነ “ቤተር ዛን ካሽ አሊያንስ”ን ብምትሕብባር ሰርዓታት ዲጂታል ጥዕና ምስ ዲጂታል ስርዓት ክፍሊት ንምትእስሳር ዝሕግዝ ዘተ ኣካይዱ።

ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸባ ዶ/ር ሊያ ታደሰ፥ ዲጂታል ጥዕና ሸቶታት ዓውዲ ጥዕና ኣብ ምዕዋት እወንታዊ ኣጋጣሚታት ይፈጥር ኣሎ ኢለን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.