Fana: At a Speed of Life!

ዳያስፖራታት ኣብ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ቦሩ ሜዳ ዑደት ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ቦሩ ሜዳ ዘብፀሖ ከቢድ ክሳራ ዳያስፖራታት ብኣካል ተረኺቦም ተዓዚቦምዎ።

ኣብቲ እዋን ድማ ሓገዝ ሕክምና ሰብ ስራሕ ኣካል ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ኣገልግሎታት ዝህብ እቲ ሆስፒታል፥ በቲ ጉጅለ ሙሉእ ሙሉእ ከምዝዓነወ ተገሊፁ።

ብኻሊእ መዳይ እቲ ጉጅለ ብኽባር ዋጋ ዝተዓደጉ ቀንዲ ቀንዲ መሳርሒታት ሐክምና ብሞያ ዝተሓገዘ ዘረፋ ከምዝፈፀመ ተገሊፁ፡፡

እቲ ሆስፒታሊ መሊስካ ንምጥያሽ እናተሰርሐ ዝርከብ ስራሕ ብዝምልከት ንዳያስፖራታት መብርሂ ተዋሂቡ፡፡

ብሃብታሙ ተ/ስላሴ

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.