Fana: At a Speed of Life!

ዳያስፖራ ንሃገራዊ ፕሮጀክታትን እዋናዊ ፃውዒታትን ልዕሊ 1 ቢሊየን ሓገዝ ምግባሩ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዳያስፖራ ንሃገራዊ ፕሮጀክታትን እዋናዊ ፃውዒታትን ልዕሊ 1 ቢሊየን ሓገዝ ከምዝገበረ ኤጀንሲ ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።

ካብ ሞንጎ እዚ እቲ 192 ሚሊየን ብር ንህንፀት ግድብ ህዳሰ፣ 29 ሚሊየን ብር ንገበረታ ንሃገር፣ 282 ሚሊየን ንመከላኸሊ ኮቪድ-19፣ 103 ሚሊየን ንስራሕቲ ሰናይ ተግባርን ሰራዊት ምክልኻልን፣ 493 ሚሊየን ብር ንሰብኣዊ ሓገዝን መሊስካ ህንፀትን ዝተገበረ ከምዝኾነ ኣፍሊጡ፡፡

እቲ ማሕበረሰብ ዳያስፖራ ረብሓ ኢትዮጵያ ዝሕልዉን ዘይተገብኡ ፅዕንቶታት ግንዛበ ዝፈጥሩ ስራሕቲ ዲፕሎማሲን ከምዝተሰርሑ እውን ዋና ዳይሬክተር እቲ ኤጀንሲ ወይዘሮ ሰላማዊት ዳዊት ምግላፀን ካብቲ ኤጀንሲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.