Fana: At a Speed of Life!

ድሮ በዓል ፊቼ ጨምበላላ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ድሮ በዓል ፊቼ ጨምበላላ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይኽበር ኣሎ።

እቲ በዓል ብዙሓት ኣጋይሽ ኣብ ዝተረኸብሉ ፅባሕ ዝኽበር እንትኸውን፥ ንዝቕፅሉ ክልተ መዓልታት ኣብቲ ከባቢ ከምዝኽበር ተገሊፁ።

ሎሚ መዓልቲ ካብ ሰዓት 12 ድሕሪ ቀትሪ ጀሚሩ ኣያቶላታት፣ ጪሜሳታትን ዓበይቲ ዓዲን ኣብቲ ከባቢ ሓቢሮም ናይ ምምጋብ ስርዓት፣ ደቂ ኣኒስቲዮ እውን ሆሬ ዝተብሃለ ባህላዊ ፀወታ ከምዝፃወታ ተገሊፁ።

ብብርሃኑ በጋሻውን ኣፈወርቅ እያዩን

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.