Fana: At a Speed of Life!

ዶክተር ኤርጎጌ ተስፋዬ ምስ ኣባላት ፓርላማ ሕብረት ኣውሮፓ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ ምስ ኣባላት ፓርላማ ሕብረት ኣውሮፓ ተመያይጠን።

እቲ  ሚኒስቴር፥ ኣብ ሓለዋ ማሕበራዊ ጉዳይ ደቂ ኣንስቲዮ፣ ህፃናት፣ መናእሰይ፣ ጉድኣት ኣካል፣ ኣረጋውያን፣ ስደተኛታትን ተመለስቲ ስደትን ዝፍፅሞም ተግባራት ብዝምልከት ኣብሪሀን።

ኣባላት እቲ ጉጅለ ልኡኽ፥ ንመሰል ደቂ ኣንስቲዮ፣ ፆታ መሰረት ዝገበሩ መጥቃዕቲታት፣ ግዝዛት ደቂ ኣንስቲዮ፣ኣስተምህሮ ንደቂ ኣንስቲዮ፣ ለውጢ ክሌማ ከምኡውን ስርዓተ ፆታ ብዝምልከት ዝስርሑ ዘለዉ ስራሕቲ ሓቲቶም።

እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዝሃቦ ምላሽ፥ ብምንግስቲን እቲ ሚኒስቴርን መሰል ደቂ ኣንስቲዮ ንምሕላውን ዓቕመን ንምጉልባትን ብፖሊሲ፣ ብብርኪ ትካላትን ፕሮግራማትን ተረባሕነተን ንምርግጋፅ ዝግበር ዘሎ ፃዕሪ ብዝምልከት ምብብረሀን ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.