Fana: At a Speed of Life!

ዶክተር ፍጹም ኣሰፋ ምስ ልኡኽ ኤጀንሲ ምትሕብባር ልምዓት ጃፓን ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ዶክተር ፍጹም ኣሰፋ ምስ ልኡኽ ኤጀንሲ ምትሕብባር ልምዓት ጃፓን ተዛቲየን።

ዶክተር ፍፁም ብፕሮፌሰር ኬኒቺ ኦህኖ ዝተመርሐ ልኡኽ እቲ ኤጀንሲ ኣብ ኣተገባብራ ትልሚ ልምዓት ዓሰርተ ዓመት ከምኡ እውን ዝርከበሉ ብርኪ፣ ውፅኢትን ዘጋጠሙ ፀገማትን ኣድሂቦም ተመያይጦም፡፡

ዶክተር ፍፁም ካብዚ ብተወሳኺ ኣተገባብራ መመሓየሺ ሃገር በቆል ኢኮኖሚ ዝተዓለመሉ ውፅኢት ዘምፀአ ምዃኑ ነባራዊ ኩነታት ዘገናዘበ ትልሚ ሰለስተ ዓመት ውፅኢታውነቱን ተግባራውነቱን ዝምልከት መብርሂ ሂበን፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.