Fana: At a Speed of Life!

ዶ/ር ኣረጋዊ በርሀ ዋና ዳይሬክተር ቤት ፅሕፈት ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ሕዝባዊ ተሳትፎ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ብምዃን ተሸይሞም   

ኣዲስ ኣበባ፣ ጥቅምት 5፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዶ/ር ኣረጋዊ በርሀ ዋና ዳይሬክተር ቤት ፅሕፈት ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ሕዝባዊ ተሳትፎ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብምዃን ተሸይሞም።

ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ትማሊ 04 ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም ዶ/ር ኣረጋዊ በርሀ ዋና ዳይሬክተር ቤት ፅሕፈት ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ሕዝባዊ ተሳትፎ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ንክኾኑ ከምዝሸሙዎም ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.