Fana: At a Speed of Life!

ዶ/ር ግርማ ኣመንቴ ኣብ ክልል ደቡብ ብመስኖ ሓጋይ ኣብ ዝለምዐ ሕርሻ ስርናይ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሕርሻ ዶ/ር ግርማ ኣመንቴ ኣብ ክልል ደቡብ ዞባ ስልጤ ብመስኖ ሓጋይ ኣብ ዝለምዐ ሕርሻ ስርናይ ዑደት ገይሮም።

እቲ ክልል በቲ መስኖ ኣቢሉ ልዕሊ 13 ሺሐን 400 ሄክታር መሬት ብሰርናይ መስኖ የልምዕ ከምዘሎ ተገሊፁ።

በዚ ኣቢሉ ለዕሊ 748 ሺሕ ኩንታል ፍሪያት ንምርካብ ትልሚ ከምዝተትሓዘ ተሓቢሩ።

ኣብቲ ዞባ ዝለምዕ ዘሎ ሕርሻ ኣብዝሓ ካብ ስደት ተመለስቲ ብዝኾኑ መናእሰይ ዝለምዐ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ኣብቲ ክልል ብመስኖ ሓጋይ ኣቢሉ ኣብ ዝግበር ዘሎ ስራሕቲ ልምዓት ልዐሊ 4 ሺሕ መናእሰይ ዕድል ስራሕ ምርካቦም ካብ ሚኒስቴር ሕርሻ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.