Fana: At a Speed of Life!

ጀርመን ንኢትዮጵያ እትገብሮ ደገፍ ኣጠናኺራ ከምእትቕፅል ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ዋና ዳይሬክተር ምትሕብባርን ልምዓትን ኢኮኖሚ ጀርመን ኣብ ኣፍሪካ  ቢርጊት ፒከል ዘቲዮም።

እቲ ዘተ ጎኒ ንጎኒ ኣኼባ ቦርድ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ዝተሳለጠ ከምዝኾነ ኣብ ሚኒስቴር ገንዘብ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ኣይተ ኣሕመድ፥ ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያ ንዝሳለጡ ስራሕቲ ልምዓት ንእትገብሮ ደገፍ ገንዘብን ቴክኒክን አመስጊኖም።

ብጎንፂ ዝተጎድኡ ከባቢታት መሊስካ ንምፅጋንን እግሪ ንምትካልን ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ጀርመን እትገብሮ ደገፍ ኣድላዪ ኢዩ ኢሎም።

ቢርጊት ፒከል ብግደአን፥ ጀርመን ንኢትዮጵያ እትገብሮ ደገፍ ኣጠናኺራ ከምእትቕፅል ኣረጋገፀን።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.