Fana: At a Speed of Life!

ጆ ባይደን ንምፅዋር ለውጢ ክሌማ ዝኸውን 2 ነጥቢ 3 ቢሊየን ዶላር ሰሊዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳነት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ንምፅዋር ለውጢ ክሌማን ተፈጥሮኣዊ ሓደጋታትን ዝኸውን 2 ነጥቢ 3 ቢሊየን ዶላር ሰሊዖም።

እቶም ፕሬዚዳንት ብሰንኪ ምውሳኽ ለውጢ ክሌማ ልዑል ሙቐት ኣብ ሃገራት ኣውሮፓን ሰሜን ኣሜሪካን ፅዕንቶ ምፍጣሩ ገሊፆም።

ስለዝኾነ እቲ ውሳነ ከምዝሃቡ ኣፍሊጦም።

መነግስቶም ዕላዊ ዝገበሮ መጠን ገንዘብ ስግኣታት ውሕጅ ንምቕናሰ፣ ህንፃታት ንምሕዳስን ኣብ ውሽጢ እቶም ህንፃታት ዝነብሩ ስራቤት መንበሪኦም ምሟቕን ምዝሓልን ንክኽእሉ ወፃኢታት ሓይሊ ንምሽፋን ዝውዕል ኢዩ ተባሂሉ።

ፍልፍል፦ቢቢሲ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.