Fana: At a Speed of Life!

ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ 9 ኣዋርሕ ትካላት ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ ትካላት 9 ኣዋርሕ 2015 ዓ.ም ሚኒስትር ዴኤታን ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢን ኣብ ዝተረኸብሉ ይሳለጥ ኣሎ።

ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተረኸብሉ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ ሳልሳይ ርባዕ ዓመት ሚኒስትራት ምክያዱ ይዝከር።

ኣብቲ መድረኽ ኣፈፃፅማ ማክሮ ኢኮኖሚን ፍሉያት ሴክተራትን ተገምጊሙ።

ሎሚ መዓልቲ ድማ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ ትካላት 9 ኣዋርሕ ሚኒስትር ዴኤታታትን ኣባላት ባይቶን ኣብ ዝተረኸብሉ ይሳለጥ ኣሎ።

ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም አሰፋ (ዶ/ር)፥ ኣብ ዘቕረብኡ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ማክሮ ኢኮኖሚ ዝሓሸ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ኣብ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም 7 ነጥቢ 5 ሚኢታዊት ዕብየት ኢኮኖሚ ንምምዝጋብ ዝተትሓዘ ትልሚ ምዕዋት ዘኽእል ምልክታት ውፅኢት ከምዘሎ ተዛሪበን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.