Fana: At a Speed of Life!

ጉባኤ ሚኒስትራት ክሌማዊ ለውጢ ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ሚኒስትራት ክላማዊ ለውጢ ኣፍሪካ 2023 ኣብ ኬኒያ ይሳለጥ ኣሎ።

ኣብቲ መድረኽ ምስ ክሌማዊ ለውጢ ዝተዛመዱ ዛዕባታት ኣብ ምብዳህ ኣፍሪካ ዘለዋ ልዑል ዓቕሚ ንምጉልባት ዝዓለመ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ብፍላይ ፍትሓዊ ክሌማዊ ስርዓት ፋይናንስ ምፍጣር ኣብ ዘኽእል ኩነታት ዘተ ከምዝግበር ኣብ ሕብረት ኣፍሪካ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.