Fana: At a Speed of Life!

ጉባኤ ሴክተር ዓውዲ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ጉባኤ ሴክተር መባል ሳልሳይ ርባዕ ዓመት ገምጋም ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ትልሚ ዓውዲ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ምክያድ ጀሚሩ።

ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)፥ እቲ መድረኽ ኣብ ዝሓለፈ ጉባኤ ሴክተር ዘቐመጦም ኣንፈታት ብምግምጋም ዝተረፉ ተግባራት እነማልአሉ ኢዩ ኢሎም።

ርእሰ ምምሕዳር ክልል ጋምቤላ ኡመድ ኡጁሉ፥ ኣገልግሎት መሰረተ ልምዓት ትራንስፖርት ዝተዋደደ፣ ፈትሓዊን ተበፃሒን ንምግባር እቲ ሚኒስቴር ዘተባብዑ ስራሕቲ ይውግን ከምዘሎ ገሊፆም።

ኣብቲ ጉባኤ፥ ኣባላት ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ትራንስፖርት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ፣ ተወከልቲ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር፣ ካብ ኩሎም ክልላትን ምምሕዳራት ከተማን ዝተውፃእፅኡ ሓለፍዪ ዓውዲታት ትራንስፖርትን ሊጂስቲክስን ተረኺቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.