Fana: At a Speed of Life!

ጉባኤ ፋይናንስ ምብራቕ ኣፍሪካ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓመታዊ ጉባኤ ፋይናንስ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ።

ን7ይ ግዘ ኣብ ዝካየድ ጉባኤ ፋይናንስ÷ ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ማሞ ምህረቱ ሓዊሱ ሓለፍቲ ባንኪታት፣ ተወከልቲ ትካላት ኢንሹራንስን ተዋሳእቲ ዓውዲ ፋይናንስን ተረኺቦም፡፡

ዓለም ለኸ ፅዕንቶ ክፃወር ዝኽእል ቁጠባዊ ሃፍቲ ምህናፅ፣ ምትእስሳር ምፍጣር፣ ኢኮኖሚያዊ ዕድላት ሓዊሱ ዓውዲ ፋይናንስ ንሰብ ሃፍቲ ወፃኢ ክፍቲ ምግባር ዛዕባ እቲ ጉባኤ ከምዝኾኑ ተገሊፁ፡፡

ብተመሳሳሊ ካፒታል ዕዳጋ ኢትዮጵያ ብምጥያሽ እቲ ምህዳር ምቹው ንምግባር እናወገነቶ ትርከብ ተግባርን ሒዙዎ ዝመፅአ ዕድል ኣብቲ ጉባኤ ከምዝቐርብ ምግላፁ ግዜኢ ፀብፂቡ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.