Fana: At a Speed of Life!

“ጉዕዞ ግድብ ህዳሰ” ብዝብል ስያመ መርሃ ግብሪ ጉዕዞ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) “ጉዕዞ ግድብ ህዳሰ” ብዝብል ስያመ መርሃ ግብሪ ጉዕዞ ተጀሚሩ።

እቲ መርሃ ግብሪ ህዝቢ ኣብቲ ግድብ ዘለዎ ሽርክና ንምጥንኻርን እቶት ንምትእኽካበን ዝዓለመ ኢዩ ተባሂሉ።

ቤት ፅሕፈት ምትሕብባር ህንፀት ግድብ ህዳሰን ትካል ግብ ሰናይ ምድሓን ታሪክ፣ ባህልን ቅርስን ኢትዮጵያ ብሓባር ብምኻነ ዘዳለውዎ ኢዩ ተባሂሉ።

ኣብቲ ንልዕሊ ሓደ ወርሒ ዝፀንሕ ጉዕዞ፥ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግሲ ኣዲስ ኣበባን ካልኦት ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣካላትን ክሳተፉ ኢዮም።

ኣብ 50 ከተማታት ክልልን ካልኦት ወረዳታትን ዝፍፀም ከምዝኾነ ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.