Fana: At a Speed of Life!

ጉጅለ ሰብ ሞያ ሕክምና ፖላንድ ኣብ ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ጥቁር ኣንበሳ ናፃ ኣገልግሎት ሕክምና ይህብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ሰብ ሞያ ሕክምና ፖላንድ ኣብ ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ጥቁር ኣንበሳ ናፃ ኣገልግሎት ሕክምና ይህብ ኣሎ።

እቶም ኣባላት ልኡኻት፥ ኣባላት ሰብ ሞያ ሕክምና ማህፀንን ጥንስን፣ ሕክምና ዩሮሎጂ፣ ሕክምና ኒውሮ ሰርጀሪ፣ ሰመመንን ነርስን ዝሓቖፈ ኢዩ ተባሂሉ።

ክሳብ ሐዚ ን12 ተሓከምቲ ሕክምናዊ መጥባሕቲ ከምዝተገበረሎም ኣብቲ ሆስፒታል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.