Fana: At a Speed of Life!

ጉጅለ ጁንታ ብምድምሳስ ሉኣላዊነት ሃገር ንምኽባር ፍሉይ ሓይሊ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ምፍናው ተገይሩሉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ጁንታ ብምድምሳስ ሉኣላዊነት ሃገር ንምኽባር ፍሉይ ሓይሊ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ምፍናው ተገይሩሉ።

ጉጅለ ጁንታ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝኸፈቶ ሃገር ናይ ምብትታን ተግባር ሙሉእ ብሙሉእ ብምፍሻል ሓድነት ህዝቢታት ንምምላስ ዕላማ እቲ ፍሉይ ሓይሊ ከምዝኾነ ፕሬዚዳንት እቲ ክልል ብምውካል ኣይተ ቢኒያም መንገሻ ተዛሪቦም።

ኣብ መድረኽ ፖለቲካ ስዕረት ዘጋጠሞ እቲ ጁንታ፥ ኣብ ኩሉ ከባቢታት እዛ ሃገር ዝቐበሮም ፈንጂታት ተንኮል ፀገም ዝፈጠሩ እኳ እንተኾኑ፥ ብደላዪ ሰላም ህዝብን ሰራዊትን ልዑል ፃዕሪ እቲ ሓሳብ ንከይዕወት ኮይኑ ኢዩ ምባሎም ካብ ኮሙዩኒኬሽን መተከል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.