Fana: At a Speed of Life!

ጉጅለ ጥፍኣት ህወሓት ዘውግዝን ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝድግፍን ሰልፊ ኣብ ጋምቤላ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ጥፍኣት ህወሓት ዘውግዝን ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝድግፍን ሰልፊ ኣብ ጋምቤላ ይካየድ ኣሎ።

እቶም ሰልፈኛታት፥ ጉዕዞ ሓድነትና ብሽብርተኛታት ኣይተዓናቀፍን፣ ንሕና ጋምቤላታት ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ኢና፣ ሰላምና ብሓድነትና ይሕሎ፣ ክብርን መጎስን ክቡር ህይወቶም ንዝሃቡ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር፣ ኢትዮጵያ ብጀጋኑ ሓፊራ ኣይትፈልጥን” ዝብሉ ጭርሖታት ኣስሚዖም።

ብተወሳኺ “ ሃገር ብሽርሒ ጁንታ ኣይትፈርስን፣ መሰረት ህልውናና ዝኾነ ግድብ ህዳሰና ክሳብ መወዳእታ ብምድጋፍ ኣብ ጫፍ ክነብፅሖ ኢና፣ ጁንታ ናይ ኢትዮጵያ ነቀርሳ ኢዩ” ዝብሉን ብዙሓት ጭርሖታት ብሓባር ምስምዖም ካብ ቤት ፅሕፈት ፕረስ ሴክሬታሪያት ጋምቤላ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.