Fana: At a Speed of Life!

ጋዜጠኛ ከተማ ሃይለማርያም ካብዚ ዓለም ብሞት  ተፈሊዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋዜጠኛ ኢቢሲ ከተማ ሃይለማርያም ካብዚ ዓለም ብሞት  ተፈሊዩ

እቲ ጋዜጠኛ ኣብ ፓሪዮ ኢትዮጵያን ኤፍ ኤም ኣዲስ 97 ነጥቢ 1ን ንነዊሕ ዓማውቲ ኣገልጊሉ ኢዩ።

ጋዜጠኛ ከተማ ሃይለማርያም ብዘጋጠሞ ሕማም ሕክምና ክከታተል ድሕሪ ምፅናሕ ናብ ሎሚ ዘፅብሕ ከምዝዓረፈ ተገሊፁ።

ስርዓተ ቀብሩ ሎሚ ሰዓት 9:00 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ  ቤተክርስቲያን ቅዱስ ዑራኤል ደብረ ፅጌ ከፍፀም ኢዩ።

ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ንመላእ ቤተሰቡ፣ ኣዝማዱን ደገፍቱን ምፅንዕናዕ ተመኒዩ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.