Fana: At a Speed of Life!

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ዓፋር ክልል በርሃሌ ወረዳ ብዝፈፀሞ መጥቃዕቲ ብዙሓት ካብ መረበቶም ከምዝተፈናቐሉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣  25 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ዓፋር ክልል በርሃሌ ወረዳ ብዝፈፀሞ መጥቃዕቲ ብዙሓት ካብ መረበቶም ከምዝተፈናቐሉ ተገሊፁ።

ኣብ በርሃሌ ሻይ ጉቢ ቀበሌ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ትምኘህርቲ ጊዛዊ መፅለሊ ዝርከቡ ተፈናቐልቲ ብኣሽሓት ዝቑፀሩ እንትኾኑ፥ ሓገዝ ኣይግበረሎምን ዘሎ ተባሂሉ።

ናይቲ ከባቢ ማሕበረሰብ ብዝህቦም ዕለታዊ ዘብላዕ ክፉእ ህይወቶም ዝደፍኡ ተፈናቐልቲ፥ ብህወሓት ጁንታ ዝበፅሖም መጥቃዕቲ ከቢድ ምዃኑ ብምግላፅ ሰብኣዊ ሓገዝ ንክግበረሎም ሓቲቶም።

ብታሪኩ ለገሰ

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.